ታዐብዮ ነብስየ ለእግዚኣብሔር page

ታዐብዮ ነብስየ ለእግዚኣብሔር page

Share

ብልበይ ምሕረት እግዚኣብሔር ክሓስብ ከለኹ ተስፋ ይገብር

25/11/2021
20/10/2021

ተስፋ ካብ ምቁራጽ ይሰውረና ኣምላኽ

01/09/2021

መን ኣሎ ከማኻ ዝበለ መድሕነይ ንኩሉ መሓሪ
መን"ከ ኣሎ ከማኻ ንጉሰይ ኣቦ ፍቕሪ
ክዘንትዎ ብዓቅመይ ንልውሃት ምሕረትካ
ጽሒፍካዮ ኢኻ ስመይ ብክቡር ደምካ
ጸልማተይ ውን ቀንጠጥካዮ ብብዙሕ ስቃይካ
ይመስገነለይ ስምካ ክሳብ ኩሉ ዓለም
ይብጻሕ ኣብ መንበርካ ምስጋናይ ለዋህ መድሕን ዓለም

ኣሜን ህያው ስምካ ይክበር ይመስገን

ብዙሕ ዝተሓድገኩ ሙሑር!!

Photos from ታዐብዮ ነብስየ ለእግዚኣብሔር page's post 12/08/2021

ኦርቶዶክሳዊ መዝሙር

03/07/2021

ንሰባት ዝውሃብ ወላ ሓደ ነገር እንተ ዘይብልካ ምውቅ ፍሽኽታን ሰናይ ዝኮነ ቃል ሃቦም ።ፍቅሪ ሃቦም ፡ርህራሄ ሃቦም ።ዘበራትዕ ቃል ሃቦም ልብኻ ሃቦም ።

ፖፕ ሽኖዳ 3ይ ካብ በረኸቶም የካፍከና ኣሜን

like share follow ታዐብዮ ነብስየ ለእግዚኣብሔር page

New Eritrean orthodox tewahdo mezmur 2021 Tsaeda kdanu {ጻዕዳ ክዳኑ} 30/06/2021

https://youtu.be/mh3TZYRWgmA

New Eritrean orthodox tewahdo mezmur 2021 Tsaeda kdanu {ጻዕዳ ክዳኑ} ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ኣብዛ ሓዳሽ ቻነል ተኸታተልቲ ንምዃን subscribe share comment like። ክትገብሩ ብኽብሪ ንዕድመኩም ካብ መንፈሳዊት ቻነልኣልማ ዘ-ተዋህዶ(Alma Ze-Tewahdo) https://youtube.com/channel/...

Photos from ታዐብዮ ነብስየ ለእግዚኣብሔር page's post 29/06/2021

ኦርቶዶክሳዊ መዝሙር ብግጥሚ

Share/follow ታዐብዮ ነብስየ ለእግዚኣብሔር page

28/06/2021

ሐነጽዋ ወሳረርዋ ለቤተክርስቲያን
ከመ ትኩን ኣርኣያ ዘበሰማያት
ወከመ ትኩን ምስትስራይ ሓጢኣት
ዳዊትኒ ይቤ ዛቲ ይእቲ ምዕራፍየ ለዓለም"

በረኸታ የካፍለና

28/06/2021

እንቋዕ ናብ ዓመታዊ በዓል ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብጽሓና

Follow ታዐብዮ ነብስየ ለእግዚኣብሔር page

Photos from ታዐብዮ ነብስየ ለእግዚኣብሔር page's post 26/06/2021

ቅድሚ ቅዱስ ቁርባን ምቅባልካ ድሕሪ ምቅባልካን ዝጽለ ጸሎት

Follow ታዐብዮ ነብስየ ለእግዚኣብሔር page

25/06/2021

ሰሚዕካ ዘይትምኖ ናይ ምጽንናዕ፡መዝሙር

Want your business to be the top-listed Beauty Salon in London?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Website

Address


London