Asmarino eri midday

Asmarino eri midday

Share

short movie &comedy

Photos from Asmarino eri midday 's post 04/01/2024

ጽፍትን ጽሬትን ከተማና ኣይንሓሳድ ይድፈነልና

Photos from Asmarino eri midday 's post 31/12/2023

ቡሩኽ ሰንበትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ደቂ ኢረይ!

Photos from Asmarino eri midday 's post 23/11/2023

ቁዱስ ሚካኤል ኣብ ዓመቱ ጸጸራት

Photos from Asmarino eri midday 's post 20/11/2023

ቁዱስ ጊርጊስ ኣብ ዓመቱ ኣብ ገጀረት !!!!

13/11/2023

ሰላም ወሰናይ ንኩሉም ተከታተልቲ ኣስመሬኖ ኤሪ ሚድያ
ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ጥዕናኩም ሙሉእ ጥዕና እናተመነና ናብዛ ኣገራሚትን ናይ ሎሚ ዝኮነት ዘዋሪት ካሜራይ ከብለኩም።
እንባኣርከ ከምትፈልጥዎ ካሜራና ካብ ኤርትራ ነኤርትራውያን ኢዩ ነዚ ዘይፈልጥ እንተሎ እረ ይጥዓሞ እንዳበልኩ ናብቲ ዘሕብንን ዘኩርእን ኩቡር መንነትና ድማ ኣብ ነንሕድሕድና ምክብባር እዩ።እንባርከስ እዛ ኩሉ ዝነብረላ ምቺውቲ ሃገረ ኤርትራ ብሰላማን ርግኣታን ዋላ ንየዕዋፍ ከይተረፈ ከኩርዓን ጀሚሩ ኣሎ።
አዛ ትሪኢዋ ዘለኩም ኤርትራዎት ሓፍትና ድማ ናይ ጎደና አያ ትሰርሕ ማለተይ ጽሬት ከትማ ኣብ ሞንጎ ሓደ ሱንኩል ኣቦና ጎፍ ይብላ እሞ ስርሓ ገዲፋ ከተሳግሮ እንከላ ዝተወስደ ስእሊ ኢዩ እሞ ነዛ ሓፍትና ክብሬ ይሃባ ነቦና ድማ ሙሉእ ጥዕና አንዳተመነና ክንፍለይኩም።
በሉ ፍትዋተይ ንዘይፈለጠ መስተምሃሪ ንዝፈለጠ ድማ መዘካከሪ ኢዩሞ shier ኣይንሕመቅ!!!!
የቀነለይ..፡።።።፥!

12/11/2023

ሰላም ሰላም ኩቡራት የሕዋት ነዚ ሓውናን ኣያናን ዝኮነ ኣብራሃም ፋሲል ሓገዝኩም ኣይፈለየና ።ሼር ውን ንባእላ ዓባይ ሓገዝ እያ እሞ ሼር ብምግባር ኣይንሕመቅ።

12/11/2023

Sunday mornings Asmera in barziely

Photos from Asmarino eri midday 's post 08/11/2023

Asmera today godaif vs gegert

28/10/2023

ሰላም ሰላም ኩቡራት ተከታተልቲ ኣስመሪኖ ሚድያ ኣብ ጽባሕ ሰንበት ዝግበር ቅድድም ሞቶር ሳይክልን ሚኪናን መን ኮን ይእወት ኣብዝብል ህልክ ናባኩም ናብ ተከታተልቲ መድብና ክነብሎ ሙካና ክሕብር ይፈቱ።

Want your business to be the top-listed Beauty Salon in Ramat Gan?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Telephone

Address


Ramat Gan