Luwi Cosmetics & Beauty
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Luwi Cosmetics & Beauty, Health/Beauty, Nairobi.
29/05/2025
ትካል ልዊ ኮስመቲክስ ካብ ናይሮቢ ኬንያ፡
ኣብ ፈተነ ዝጸንሐ ምሉእ ብምሉእ ፍርያት ኦርጋኒክ ኣትክልቲ ዝዀነ ዘይቲ ጸጕሪ ርእሲ ብቕዓቱን ውሕስነቱን ኣመስኪሩ፡ ብወግዒ ናብ ዕዳጋ ከም ዝተዘርግሐ ብሓጐስን ምትእምማንን የበስር።
እዚ ንባዕሎም ኦርጋኒክ ካብ ዝዀኑ ከም…. ሮዝመሪ፡ ኣበሱዳ፡ ኣባዕከ፡ ቸቤ፡ ሞሪንጋ፡ ኒም፡ ከርከደ፡ ዝንጅብል፡ ሽጉርቲ ጻዕዳን ቀይሕን፡ ዕረ፡ ፍረ-ዱባ፡ ቃርፋ፡ ቅንፍር፡ ኣምላን ኣልሞንድን ዝኣመስሉ ኣትክልቲ….፡ ምስ ዘይቲ ኦሊቭ፡ ኮኮናት፡ ሸያ ባተር፡ ሳንፍላወር… ከከም ኣድላይነት ዝህቦ ጥቕሚን በብንጽል ይዅን ብሓባር ተመጢኑ ተቓሚሙ፡ ብዘይተወሰኽቲ ከሚካላት ዝተዳለወ ዝተፈላለየ ዓይነትን ዓቐንን መግቢ ዘይቲ ርእሲ እዩ።
- ንዝተሰባበር
- ንዝደኸመን
- ንዝሃጐገ
- ንዓርጨጨ
- ንዝደረቐ
- ንዝፋእፍአ ከምኡ’ውን
ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ዝተበላሸወን ካልእን ጸጕሪ ርእሲ ደቀንስትዮን ደቂተባዕትዮን ናብ ንቡር ዝመልስ፡ ዘመሓይሽን፡ ዝፍውስ ቅብኣታት ጸጕሪ፡ 'Luwi Organic' እንሆ ተቐሪቡ ኣሎ።
ንዝያዳ ሓበሬታን ምኽሪን ብተሌፎን፡ +254745419367 ኬንያ ናይሮቢ
ወይ ኢመይል፡ [email protected] ኢልኩም ተወከሱ።
ልዊ ኮስመቲክስን ጽባቐን!
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Website
Address
Nairobi
00100
